A person holding a mobile phone in their hand.

ንሓገዝ ንመን ትጽውዕ (Who to call for help) - Tigrinya

ኣብ ቅጽበታዊ፡ ንህይወት ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ህጹጽ ኩነታት ከም፤

  • ቃንዛ ኣፍልቢ ወይ ምጽቃጥ ኣፍልቢ
  • ሃንደበታዊ ምድንዛዝ ወይ ምልማስ ገጽ፡ ቅልጽም ወይ እግሪ
  • ዓበይቲ ቃጸሎታት
  • ከቢድ ሓደጋታት
  • ከቢድ ምፍሳስ ደም
  • ጸገም ምስትንፋስ
  • ልዑል ቃንዛ
  • ሃለዋት ምጥፋእ

ሰልስተ ዜሮ (000) ደውል እሞ እቲ ጻውዒት ዝወስድ ሰብ ክሕግዘኩም እዩ።

ህጹጽ ክንክን ዘድልየካ ኮይኑ ግን ንህይወትካ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እንተዘይኮይኑ፤

ካብዚ እውን ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም፤

Updated